ከም ሕብረተሰብ መጠን ኣብ ኢንሹራንስ (insurance) ዘለና ኣፍልጦ ወይ ርድኢት ኣዝዩ ድሩት እዩ።
HDI Generalvertretung ሓደ ካብቶም ኣብ ጀርመን ዝርከቡ ወሃብቲ ኢንሹራንስ ኮይኑ፤ ብዝህቦ ኣጎልጉሎት ካብቶም ኣብ ቀዳሞት ዝስርዑ ትካል’ዩ።
ትካል HDI ዝህቦ ኣገልግሎት መድሕን/ውሕስነት(Insurance)፥
- [x] Kfz-Versicherung (ናይ ተሽከርከርቲ ሙድሕን)፤-
- ነፍስ ወከፍ ሰብ መኪና ምስዝገዝእ ብሕጊ ጀርመን ውሕስነት ናይ መኪናን፣ ውልቁን ክገብር ይግደድ።
- ወይ’ውን ኣብዚ ሕጂ ግዜ ዘለካ ናይ ተሽከርካሪት ኢንሹራንስ ትከፍሎ መጠን ገንዘብ ልዑል ምስ ዝከውን፣ ምስ ካልእ ትካል ዘለካ ናይ ውሕስነት ውዕል ናብ HDI ምስትቅይሮ፤ ትካልና ናይ 35% ሙጉዳል ዋጋ ይገብር።
- [x] Firmen-Versicherung (ናይ ትካል ውሕስነት)
- ወናኒ ናይ ሓደ ትካል(ዓይነት ብዘየገድስ) ምስ ትከውን፣ ኣብቲ ትካል ከጋጥሙ ዝክእሉ ጉድኣታት ንኣብነት ናይ ባርዕ ሓደጋ፣ ስርቂ፣ ቴክኒካዊ ጸገማት ወዘተ፣ ትካልና ክሳብ ናይ ሓደ ሚልዮን ካሕሳ ይህብ።
- [x] Haftpflicht Versicherung(ውሕስነት ናይ ሳልሳይ ኣካል)
- ብዘይ ፍላጥ ከጋጥሙ ንዝክእሉ ምዕናው ናይ ንብረትን ኣካላዊ ጉድኣትን ሳልሳይ ኣካል፣ ክስዕብ ንዝክእል ገንዘባዊ ክሳራታት ትካልና ክሳብ ናይ ሓሙሽተ ሚልዮን ኤሮ ካሕሳ ይስልዕ።
- [x] Hausratversicherung ( ናይ ገዛ ውሕስነት
- ኣብ ንነብረሉ ገዛ ከጋጥሙ ንዝክእሉ ዝተፈላለዩ ሓጋታት ከም ሓደጋ ባርዕ፣ ላሕኪ ማይ፣ ወዘተ ከከም ክብረት ዋጋ ናይቲ ንብረት ተራእዩ ናይ መተክኢ ንብረት ገንዘብ ይስላዕ።
- [x] Berufsunfähigkeit Versicherung (ናይ ስራሕ-መሰናክል ውሕስነት)
- እዚ ማለት፣ ካብዚ ኣብዚ ሕጂ ግዜ ብስራሕ ተቆጺርካ ትሰርሓሉ ዘለካ ትካል፣ ብሕማም ወይ‘ውን ሓደጋ ንነዊሕ እዋን ጠጦው ምስ ትብል ከምኡ’ውን ጠቅላላ ክትሰርሕ ዘይትክእል ምስ እትከውን፣ ዝኣተካዮ ውዕል ውሕስነት ክሳብ ንስራሕ ብቁዕ ትከውን ወርሓዊ ዶሞዝ ይከፍለካ። ጠቅላላ ካብ ስራሕ ምስ ትእለ ከኣ፣ ክሳብ ብሂወት ዘለካ፣ ዶሞዝካ ዳወሰድካ ትነብር።
ወዘተ......
* ካልኦት ተወሰኽቲ ኣገልግሎት ናይ ኢንሹራንስን ውን ንህብ።
- [x] ኣገዳሲ ሓበሬታ፤ እዚ ሓበሬታ ንተቀማጦ ጀርመን ዝምልከት ኮይኑ፣ ትካል HDI ኣብ መላእ ጀርመን ዝዝርጋሕ ጨንፈር ዘለዎ ኮይኑ፣ ኣኣብ ትቅመጥዎ ከተማ ብቁልጡፍ ኣገልግሎት ክትረክቡ ትክእሉ።
- [x] ንዝያዳ ሓበሬታ በዚ ኣብ ታሕቲ ተጠቂሱ ዘሎ ኣድራሻ ወይ ድማ ቁ.ቴለፍን ክትረክቡኒ ትክእሉ።
ኣድራሻና:- HDI Generalvertretung
Tim Haupt
Johannesstr. 62-64
99084 Erfurt Deutschland
ቴሎፍን:- 03617785774
ኣገልግሎት ንህቦሉ ግዚያት፤ ----
Mo———Do 09:00-18:00 Uhr
Fr 09:00-16:00 Uhr
Sa———So. ዕጹው